ኣነ ሓታቲ ዕቝባ ወይ ድማ ዕቝብ ስደተኛ እየ

ንሕና ክንሕግዘካ እንኽእል

ንስኻ ሓታቲ ዕቝባ ወይ ድማ ዕቝብ ስደተኛ እንተድኣዄንካ፡ ምስቶም ምኹራት ሰራሕተኛታት ኣሳለጥቲ ጉዳያት ተራኺብካ ኣብ ካርዲፍ፡ ኒውፖርት፡ ስዋንሲ ከምኡድማ ዋሬክሃም ዝርከቡ ቤት ጽሕፈትና ብምቕራብ፡ ብኣካል ምኽሪ ወይ ድማ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። 

ብኸመይ ንሕግዘካ: 

  • ንሓደስቲ ዕቝባ ዝተዋህቦም ስደተኛታት መንበሪ ገዛ፡ ቤት ኣልቦ ካብ ምዃን፡ ገንዘባዊ ደገፍ፡ ናይ ትምህርቲ ከምኡውን ስራሕ ናይ ምርካብ ሓገዛት ኣብ ምግባር ናይ ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ይሕግዝ።
  • መዓልታዊ ናይ ኢሶል(ESOL) ትምህርትታት (ካልእ ቋንቋታት ንዝዛረቡ ሰባት ዝወሃብ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ትምህርቲ) ነፍሲወከፍ ዓርቢ ኣብ ቤት ጽሕፈትና ካርዲፍን ከምኡውን ኒውፖርትን ይህብ።
  • ምኽሪ፡ መሰል ጥብቅና ከምኡድማ ንገዛ ዘይረኸቡ ሓተቲ ዕቝባ ሓገዛት ኣብ ምስላጥ ጉዳያት፡ ስእነት ወይድማ ኣብ ናይ ዕቝባ ሕቶ ሓገዝ ንዝደልዩ፡ መንበሪ ቤት ኣብ ምድላው፡ ከምኡውን ትምህርትን ክንክን ጥዕናን ከምዝረኽቡ ኣብ ምግባር ይነጥፍ።
  • ንኣዴታት፡ ኣቦታት፡ ኣለይትን፡ ከምኡድማ ቆልዑ ኣብ ካርዲፍ ብዝርከብ ናይ መዘናግዒ ፕሮጀክት ኣቢልና ሓገዝ ስድራቤት ንገብር። 

ምስ ከማኽረካ ዝኽእል ሓደ ካብዞም ቤት ጽሕፈታትና ተራኸብ።

Help

ናይ ካርዲፍ ቤት ጽሕፈት

7273 196 0808

ኣድራሻ: 120-122 ብሮድወይ፡ ካርዲፍ፡ CF24 1NJ

ዝኽፈተሉ ግዝያት
ሰኑይ: 10:00 - 13:00 14:00 - 15:00
ሰሉስ: 10:00 - 13:00 14:00 - 15:00
ረቡዕ: ተዓጽዩ ኣሎ።
ሓሙስ: 10:00 - 13:00 and 14:00 - 15:00
ዓርቢ: 10:00 - 13:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓጽዩ።
ቀዳም: ተዓጽዩ ኣሎ።
ሰንበት: ተዓጽዩ ኣሎ።

ዝህብዎ ኣገልግሎታት:

ንሓደስቲ ዕቝባ ዝተዋህቦም ስደተኛታት ኣብ ምንቅስቓሳቶም ይሕግዝ
ንሓተቲ ዕቝባ ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ይህብ
ንሓተቲ ዕቝባን ዕቝባት ስደተኛታትን ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ይህብ [ምስ ናይ ESOL ናይ ትምህርቲ ናይ ግዜ ሰሌዳ የራኽብ]
ንቖልዑ ናይ ምዝንጋዕ ፕሮጀክት (ኣብ ማእከል ትሪኒቲ ዝካየድ ይገብር – ዝያዳ ዝርዝራዊ ሓበሬታ ኣብዚ ይርከብ [ምስ መዛናግዒ ቦታ ስፓይስ የራኽብ]

ናይ ኒውፖርት ቤት ጽሕፈት

7273 196 0808

ኣድራሻ: 66 ጎደና ለወር ዶክ፡ ኒውፖርት፡ NP20 1EF

ዝኽፈተሉ ግዝያት
ሰኑይ: 10:00 - 13:00 14:00 - 15:00
ሰሉስ: 10:00 - 13:00 14:00 - 15:00
ረቡዕ: ተዓጽዩ ኣሎ።
ሓሙስ: 10:00 - 13:00 and 14:00 - 15:00
ዓርቢ: 10:00 - 13:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓጽዩ።
ቀዳም: ተዓጽዩ ኣሎ።
ሰንበት: ተዓጽዩ ኣሎ።

ዝህብዎ ኣገልግሎታት:

ንሓደስቲ ዕቝባ ዝተዋህቦም ስደተኛታት ኣብ ምንቅስቓሳቶም ይሕግዝ
ንሓተቲ ዕቝባ ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ይህብ
ንሓተቲ ዕቝባን ዕቝባት ስደተኛታትን ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ይህብ [ምስ ናይ ESOL ናይ ትምህርቲ ናይ ግዜ ሰሌዳ የራኽብ]

ናይ ስዋንሲ ቤት ጽሕፈት

7273 196 0808

ኣድራሻ: ስዋንሲ YMCA፡ SW1 5JQ

ዝኽፈተሉ ግዝያት
ሰኑይ: 10:00 - 13:00 14:00 - 15:00
ሰሉስ: 10:00 - 13:00 14:00 - 15:00
ረቡዕ: ተዓጽዩ ኣሎ።
ሓሙስ: 10:00 - 13:00 and 14:00 - 15:00
ዓርቢ: 10:00 - 13:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓጽዩ።
ቀዳም: ተዓጽዩ ኣሎ።
ሰንበት: ተዓጽዩ ኣሎ።

ዝህብዎ ኣገልግሎታት:

ንሓደስቲ ዕቝባ ዝተዋህቦም ስደተኛታት ኣብ ምንቅስቓሳቶም ይሕግዝ

ናይ ዋሬክሃም ቤት ጽሕፈት

7273 196 0808

ኣድራሻ:- 33 ግሮስቬኖር ሮድ፡ ዋሬክሃም፡ LL11 1 BT

ዝኽፈተሉ ግዝያት
ሰኑይ: 10:00 - 13:00 14:00 - 15:00
ሰሉስ: 10:00 - 13:00 14:00 - 15:00
ረቡዕ: ተዓጽዩ ኣሎ።
ሓሙስ: 10:00 - 13:00 and 14:00 - 15:00
ዓርቢ: 10:00 - 13:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓጽዩ።
ቀዳም: ተዓጽዩ ኣሎ።
ሰንበት: ተዓጽዩ ኣሎ።

ዝህብዎ ኣገልግሎታት:

ንሓደስቲ ዕቝባ ዝተዋህቦም ስደተኛታት ኣብ ምንቅስቓሳቶም ይሕግዝ
ንሓተቲ ዕቝባ ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ይህብ

Our Events